2) ናይ ኢንግሊሽ ደረጃ ምልከትና ንምፍላጥ ትሕግዘና ፈተና ብነጻ ንውሰድ

ካብ ሰብ ይኹን ካብ ኢንተርነት ሓገዝ ከይረኸብና ንስረሓዮ።

Sefneg

ውጽኢት ንምፍላጥን፡ ንምምሕያሽ ዝሕግዝ ሃናጺ ምኽርታት ንምርካብን (+256701184568) WhatsApp ጸሓፉልና፡ የቐንየልና።