2) ናይ ኢንግሊሽ ደረጃ ምልከትና ንምፍላጥ ትሕግዘና ፈተና ብነጻ ንውሰድ ። ካብ ሰብ ይኹን ካብ ኢንተርነት ሓገዝ ከይረኸብና ንስረሓዮ። ናይ ነጻ ፈተና ግዜ ተወዲኡ ኣሎ፥ ኣብ ቀጻሊ ! ውጽኢት ንምፍላጥን፡ ንምምሕያሽ ዝሕግዝ ሃናጺ ምኽርታት ንምርካብን (+256701184568) WhatsApp ጸሓፉልና፡ የቐንየልና።