Online ናይ English ትምህርቲን ልምምድን ካብ ገዛና

ኩሉ ደረጃታት ኢንግሊሽ

(ሰርቲፊኬት ኣብ ምዝዛም)

Join Us On

English Makes The world go round!

ገለ ካብ ኣገደስቲ ሓቅታት ናይ ቋንቋ ኢንግሊሽ

ኢንግሊሽ ዝበዝሐ (1.5 ቢልዮን) ተዛረብቲ ዘለዎ ቋንቋ እዩ።
ኣብ ዓለም ካብ ዘሎ ፍልጠት፡ 90% ብኢንግሊሽ ሰፊሩ ይርከብ።
60% ካብ ኣብ ኢንተርነት ዘሎ ትሕዝቶ ብኢንግሊሽ እዩ።
80% ናይ ቢዝነስ ንጥፈታት ብኢንግሊሽ ይካየድ።
ኢንግሊሽ ሓደ ካብቶም ንኽትመሃሮም ኣዛነይቲ ዝኾኑ ቋንቋታት ኣብ ቅድሚት ይስራዕ
ኣብ ከባቢ 50 ክሳዕ 75 ዝኾና ሃገራት ከም ወግዓዊ (official) ቋንቋ የገልግል
Join Us

ምስ English ዝተሓሓዝ ሃናጺ ትምህርታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ነመሓላልፈለን Telegram channel and TikTok account: